ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምለኸ መድረኽ ዝርአዩ ፍሉጣት ሰባት ዝኾነ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ዩክሬን ድሚትሮ ኩለባ ካብ ትፅቢት ዝግበረሉ ዓብዪ መንግስታዊ ለውጢ ኣቐዲሙ ካብ ስልጣኑ ንምልቃቕ ደብዳበ ...
ብሕብረት ኣውሮጳ ዝምወል ስራሓት ምድሓን ስብርባር ኣብ ቀይሕ-ባሕሪ ዘላ መርከብ ነዳዲከም ዘቋረጾ ትማሊ ሰሉስ ኣፍሊጡ። እታ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ዝዕቀን ነዳዲ ጽዒና ኣብ ቀይሕ-ባሕሪ፡ ...
ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ኣብ ሓደ ገለርያ ሬሳታት ዝተቐትሉ ሽዱሽተ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ እስራኤላውያን ድሕሪ ምርካቡ እስራኤላውያን ዝተሰመዖም ስንባደን ሕርቃንን ገሊፆም። ገለ መንግስቲ እስራኤል ቅድም ኢሉ ...
ፕረዚደንት ግብፂ ዓብደልፈታሕ ኣል-ሲሲ ምስ ፕረዚደንት ቱርኪየ ጠይብ ኤርዶዋን ንምዝርራብ ሎሚ ረቡዕ ኣንካራ ኣትዮም። እዚ ኣብ መንጎ ሓይልታት ናይቲ ዞባ ንነዊሕ እዋን ዝሒሉ ዝፀንሐ ርክብ ንምህናፅ ኣብ ውሽጢ 12 ዓመታት ንመጀምርታ ግዜ ዝካየድ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ዑደት ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ይሕብር። ...
ኪሮስ ብርሃነ ፕሮፈሰር ባዮስታስቲክስ ኣብ ኮሎምቢያ ዩኒቨርስቲ ኰይኑ፡ ኣብቲ ዝነጥፈሉ ዓውዲ ሰፋሕቲ ምርምራት ካብ ዝገብሩ ተመራመርቲ’ዩ። እንተዀነ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ምርምራዊ ስራሑን ናይ ምምሃርንን ...
ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ሰለስተ ዓመታት ዝቃናዕ ዋዕላ ቻይና-ኣፍሪቃ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ቻይና ካብ ለበዳ ኮቪድ ድሕሪ ምውጻኣን ዘጋጥማ ዘሎ ቍጠባዊ ማሕንቖን ድሕሪ ምዃኑ’ዩ። እቲ ዋዕላ’ውን ኣብ መንጎ ...
ኦባማኬር ተባሂሉ ዝፍለጥ መድሕን ጥዕና ፡ንሚልዮናት ኣመሪካውያን ዕድል ውሕስነት ክንክን ጥዕና እንተሃበ`ኳ፡ እቲ ፕሮግራም ኣብ ትሕቲ ዝመጽእ ፕረሲደንት ዝህልዎ ዕድል ግን ንጹር ኣይኮነን። ደምበ ...
ምኽትል ፕረዚደንትን ደሞክራሲዊት ሕጽይቲ ፕረዚደንትን ካማላ ሃሪስ ሓሙስ ምሸት ምስ መደበር ቴለቪዥን ሲኤንኤን ኣብ ዝገበረቶ ቃለ-መጠየቕ ኣብ ጉዳይ ዘይሕጋውያን ተሳገርቲ ዶባት ዝተረረ መርገጺ ...
ሕማም ኤምፖክስ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ወሰኽ የርኢ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብታ ኣህጉር ዳርጋ 4,000 ሓደሽቲ ሕሙማት ተመዝጊቦም ኣለው ብመሰረት ናይ ኣፍሪካ ማእልከል ምቁፅፃር ሕማም ሲዲሲ። እቲ ...
U.S. Africa Command General Michael Langley and chargé d'affaires Jeremy Berndt met with eastern Libyan military leader ...
ሰበ-ስልጣን ዋይት ሃውስ፡ ብሓማስ ተታሒዙ ዝነበረ እስራኤላዊ ትማሊ ሰሉስ ካብቲ ተታሒዝሉ ዝነበረ ምድሕኑ ብሓጐስ ተቐቢሎም። ውዕል ምቍራጽ ተጻብኦ ቃዛ'ውን ትስፉው ምዃኑ'ዮም ዝገልጹ። እንተዀነ፡ ...
ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ ረቡዕ ኣምስያኡ ኣብ ዘውጽኦ ክፉት ደብዳበ፡ ነቲ ብቤት ጽሕፈት ህወሓት ብሰንበት ዝተዘርሐ ንምሻም ስልጣን ኣመልኪቱ ዝወጽአ መግለጺ ምላሽ ሂቡን ሕጋዊ ስጕምቲ ...